Tigrinya   /   US IMMIGRATION RNF - ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ።

http://media.sbs.com.au/podcasts/upload_media/2674_podcasting-tigrinya.jpg

Description

US IMMIGRATION RNF - ኣመሪካ ነቶም ናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት መሰል ቀዋሚ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኣ።እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ ነቶም ብትሑት ደሞዝ እናሰርሑ ብኸፊል ካብ መንግስቲ ሓገዝ ክረኽቡ ዝጸንሑ እሞ ዜግነት ኣመሪካ ክረኽቡ ተስፋ ጌሮም ዝጸንሑ ሚሊዮናት ሰባት ኣብ ስግኣት ከውድቕ እዩ።

Subtitle
<p>US IMMIGRATION RNF</p> - <p>ኣመሪካ ነቶም ናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት መሰል ቀዋሚ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኣ።</p><p>እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ
Duration
0:04:42
Publishing date
2019-08-14 02:30
Link
https://tracking.feedpress.it/link/17653/12740563
Contributors
Enclosures
tigrinya_917860dd-8276-4b35-b3f2-61e56623328d.mp3