Tigrinya

http://media.sbs.com.au/podcasts/upload_media/2674_podcasting-tigrinya.jpg

News and information for the Tigrinya community in Australia.

0 Likes     0 Followers     1 Subscribers

Sign up / Log in to like, follow, recommend and subscribe!

Website
http://www.sbs.com.au/podcasts/yourlanguage/tigrinya/
Description
News and information for the Tigrinya community in Australia.
Language
🇬🇧 English
last modified
2019-08-19 18:52
last episode published
2019-08-19 07:22
publication frequency
2.11 days
Contributors
SBS Radio author  
Explicit
false
Number of Episodes
1038
Rss-Feeds
Detail page
Categories
Society & Culture History News & Politics

Recommendations


Episodes

Date Thumb Title & Description Contributors
19.08.2019

Inaugural CECAFA U15 in Asmara, Eritrea and Ethiopia lose opening matches

Weekly Sport (19/08/19)Inaugural CECAFA U15 tournament underway in Asmara, both Eritrea and Ethiopia lose opening gamesAmanuel Ghebrezgiabher finishes strong at the Vuelta a BurgosEritrea team participating at the Tour de l'avenirThe enigmatic Nick Kyr...
14.08.2019

US IMMIGRATION RNF - ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ።

US IMMIGRATION RNF - ኣመሪካ ነቶም ናይ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት መሰል ቀዋሚ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓዲሽ ሕጊ ኣውጺኣ።እዚ ናይ ሕጊ ለውጢ ነቶም ብትሑት ደሞዝ እናሰርሑ ብኸፊል ካብ መንግስቲ ሓገዝ ክረኽቡ ዝጸንሑ እሞ ዜግነት ኣመሪካ ክረኽቡ ተስፋ ጌሮም ዝጸንሑ ሚሊዮናት ሰባት ኣብ ስግኣት ከውድቕ እዩ።
12.08.2019

Tour of Pologne, Tsgabu and Merhawi; Ethiopian stadiums suspended by CAF - ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወ

Weekly Sport (12/08/19)Petru Mamo finishes second in Swiss AlpsCAF suspends Ethiopian stadia from hosting games, grants temporary permission to twoTour of Pologne finishes, Tsgabu Grmay finished fourth on the final day, Merhawi Kudus finishes second on...
12.08.2019

Diversity: Interview with Dr Aman - “ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል

Diversity: Interview with Dr Aman - ጥቕሚን ጉድኣትን ምህላው ብዙሕነት (Diversity): ኣብ ሃገር ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ሳዕቤኑ እንታይ እዩ። ብዙሕነት ናይ ሓንቲ ሃገርከ ረብሓ ድዩ ጉድኣት? ብሰንኪ ብዙሕነት ክመጹ ዝኽእሉ ጸገማትን ኣፈታትሖኦምን ከመይ ይመስል? ዝብሉን ካልእን ብዛዕባ ብዙሕነት መጽናዕቲ ምስዝገበረ ዘተ SBS ትግርኛ  ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ ኣብዚ ክስ...
12.08.2019

Homeland Report - ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News)

Australia pledges participate in Ethiopia's economic development.Tigray Region's airliner.Bekele Gherba's speech - ኣውስትራልያ ኢትዮጵያ ንዝወጠነቶ ጥጡሕ ባይታ ምህዞ ከም ትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡ ብ4 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ቅድሚ ክልተ ዓመት ክህነፅ ዝተወጠነ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ባዕኸር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ተባሂሉ...
10.08.2019

Sawa Military camp Eritrea - “ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች

HRW says President Afwerki has not reformed education system that conscripts students into government service - ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ንተመሃሮ ኣገዲዱ ናብ መወዳእታ ግዜ ዘይብሉ ውትህድርናን ናይ መንግስቲ ስራሓትን ዝገብር ቀንዲ ጠንቂ ናይ ኣሻሓት ስደት ኤርትራዊያን ምዃኑ  87 ገጽ ዝሓዘ ሓዲሽ ናይ ሁዪማን ራይት ዎች  ሪፖርት ...
8.08.2019

News 8 Aug - ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News)

News 8 Aug - ምውራድ ጥንሲ ካብ ገበን ነጻ ዝገብር ሕጊ ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ በቲ ናይቲ ግዝ ኣት ፓርላማ ጸዲቑ። ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ንፕሮጀክት መገዲ ኢትዮ ጂቡቲ ዝውዕል ናይ $98 ሚሊዮን ዶላር  ኣጽዲቑ።ኣብ ዋና ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ሓንቲ ቦምባታት ዝጸዓነት መኪና ተፈንጂራ ብዉሑዱ 18 ሰባት ሞይቶም
8.08.2019

“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል - “ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ

ኣብ ዝሓለፈ እዋን መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት ካብ ዝገበሮ  ቃለ መሕትት ፤ ኢትዮጵያ ወናኒት ቀይሕ ባሕሪ ምዃና ወደብ ክትውንን ሕጋዊ መሰል  ከምዘለዋ ከም ዝገለጸ ኣቕሪብና ኔርና። ነዚ መሰረት ብምግባር ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ወደብን ባሕርን ናይተን ገማግም ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ኣህጉራዊ ሕጊ እንታይ እዩ ዝብል? ካብተን ባሕሪ ዝውንና ሃገራትከ ብኸመይ እየን ተጠቀምቲ ክኾና ዝኽእላ? ዝብሉን ...
7.08.2019

KASHMIR DISPUTE RNF - ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን።

The United Nations has called for restraint amid rising tensions between India and Pakistan over the disputed Kashmir region. In a move described as the most wide-reaching in seven decades, India has scrapped Indian-controlled Kashmir's special constit...
6.08.2019

Interview with Saron Tsegay - “ሰበይቲ ኮይና ትራክ እናዘወረት ብዙሕ ኣይክትጸንሕን እያ ዝብሉኒ ደቂ ተባዕትዮ ሓበሻ ኔሮም።” ሳሮን ጸጋይ

 Saron Tsegay from the Eritrean community is a woman truck driver and she shares her experience with SBS Tigrinya. -  ነባሪት ከተማ መልበርን ዝኾነት ወ/ሮ ሳሮን ጸጋይ ኣብቲ ካብ ማሕበረሰባትና ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ተዋፊረን ዘይሰርሓሉ ምዝዋር ዓባይ መኪና (ትራክ) ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ እያ። ንምንታይ ናብዚ ብደቂ ኣንስትዮ ዘይተ...
5.08.2019

SBS Tigrinya News 5 Aug - ኣብ ሱዳን መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት መገዲ ዝኸፍት ዉዕል ተፈሪሙ። (ካብ ዜናታት SBS ትግርኛ)

SBS Tigrinya News 5 Aug - ኣውስትራሊያ ዘለዋ ትሑት ትሕዝቶ ነዳዲ ክብ ንምባል ሚሊዮናት በራሚል ነዳዲ ካብ ኣመሪካ ንምግዛእ ክትዘራረብ እያ።ኣብ ቪክቶርያ ክስርሓሉ ጀሚሩ ዘሎ ሕጊ ተሓጊዝካ ባዕልኻ ነፍስኻ ምቕታል ጓል 61-ዓመት ነፍሳ ብምቕታል ናይ ፈለማ ናይቲ ሕጊ ተጠቃሚት ኮይና።ኣብ ሱዳን መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት መገዲ ዝኸፍት ዉዕል ኣብ መንጎ ወተሃደራዊያን መራሕቲ ሱዳንን...
5.08.2019

US TEXAS Shooting - ሓደ ጠንቂ ቀጻሊ ቅትለት ንጹሃት ኣብ ኣመሪካ ስም ዒት ዓሌታውነት ዘለዓዕል ዘረባታት ትራምፕ እዩ ተባሂሉ።

 The United States is in mourning for the victims of TWO mass shootings in less than 24 hours, as debate rages over whether President Donald Trump's rhetoric is partly to blame for surging gun violence. 20 people have been shot dead while shopping at a...
5.08.2019

Merhawi Kidus and Tsgabu Grmay at Tour de Pologne, Amanuel Ghebregziabher fails to finish for Dimension Data - ንዓይኒ ዝማርኽ ተውህቦን ጥበብን ዝውንኑ፡ ገንዝብ መሊኡ ዝፈሶም፡ ቴሌቪዥናት ዘይጸ

Weekly Sport (05/08/2019)Tour de Pologne, Tsgabu Grmay and Merhawi KidusDimension Data's Amanuel Ghebregziabher at Classic San SebastianEritrea to play Namibia at preliminary qualifiers for World Cup 2022Neymar, Coutinho and Bale desperate to leave the...
5.08.2019

Interview with MGeneral Abebe Teklehaymanot - “ኢትዮጵያ በኣህጉራዊ ሕጊ፡ መሰል ናይ ባሕሪ ኣፍደገ ዘለዋ እያ።” ሜ.ጀነራል ኣበበ ተኽለሃይማኖት

Interview with MGeneral Abebe Teklehaymanot on the issue of Ethiopian rights of Sea ports. (Translation) - መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት “የኢትዮጵያ ፖለቲካ ከየት ወዴት” ከምኡውን “የደህንነት ማስጠንቀቂያ ደወል” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ መጽሓፍ ዝጸሓፈ እዩ፡  ኤልቲቪ ኣብቲ ንሱ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ምርኩስ ጌሩ  ቃለ መሕትት ጌሩ ኔሩ።...
4.08.2019

Homeland - ፕረ.ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኲናት ኣዊጃ ድያ? (ጸብጻብ ኢትዮጵያ)

Homeland - ሓዱሽ ርክብ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ምዝባዕ ቁጠባን ባህልን ኣስዒቡ ተባሂሉ።መንግስቲ ፌደራል ንክልል ብሓይሊ ከምበርክኽ ዝእንፍት ዘረባ ፕረሲደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ካብ ተጋሩ ተሪር ተቓውሞ ወሪዱዎ። ዝብሉ ን ካልኦት’ውን።
4.08.2019

Horn Africa - 700 ኤርትራዊያን ካብ ኣመሪካ ምእንቲ ከይጥረዙ (ካብዜናታት ቀርኒ አፍሪቃን ከባቢኡን SBS ትግርኛ)

43 Members of Congress Urge Transparency from Trump Administration on the Removal of EritreansItaly grants asylum to Eritrean man mistaken for years for traffickerUAE withdrawing from Yemen  - 43 ኣባላት ኮንግረስ አመሪካ፡  700 ኤርትራዊያን ካብ ኣመሪካ ምእንቲ ከይጥረዙ ንምምሕዳር ...
1.08.2019

LUNG CANCER RNF - ካብቲ ዝኸፍአ ቀታሊ፡ ሳንቡእ ካንሰር ንምድሓን ዝውሰድ ስጉምቲ

Screening for lung cancer has long been seen as too expensive and sometimes too unreliable. But with the disease now recognised as the deadliest type of cancer in Australia, experts are urging a lifesaving rethink on how to detect it early. - ናይ ሳንቡእ ካ...
1.08.2019

SBS Tigrinya News 1 Aug 2019 - ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ (ካብ

SBS Tigrinya News 1 Aug 2019 - አርእስታት ዜና፡ካልኣይ ሰብ ካብ ደሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኮንጎ ኣብ ዶብ ርዋንዳ ብሕማም ኢቦላ ሞይቱ።ኣብ ሓንቲ ዝተሰብረት ጃልባ ዝነበሩ ብዉሑዱ 15 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ መንጎ ጂቡቲን ይውምውንን ብጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ  ክብል ናይ ዉሕሃ ትካል ስደተኛታት ኣህጉራዊ ትካል ፍልሰት (IOM), ብዝጸሓፎ ትዊተር ኣፍሊጡ።ኣብ ሱዳን ተመሃሮ ብሓ...
31.07.2019

Uber Driver Netsanet - ዓማዊለይ፡ “ናይ ኡበር ዘዋሪት ጓል ኣንስተይቲ ኮይነ ምስጸናሕኩ እዩ ኣውራ ዘደንቖም።”

Netsanet Tefera is an Uber driver in Sydney and she shares her experience with SBS Tigrinya. - ናጽነት ተፈራ፡ ኣብ ከተማ ሲድኒ ኡበር እናዘወረት(UBER Driver)  ኣታዊ ትረክብ ጓል ኣንስትየቲ እያ። ነቲ ስራሕ ብኸመይ ጀሚራቶ? ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ስራሕ ክዋፈራ እናታይ የድልየን? ከም ጓል ኣንስተይቲ ዘይትፈልጦም ሰባት ብቐትሪን ሚሸትን ...
31.07.2019

INDIA MUSLIMS RNF - ሕጊ ሰለስተ ግዜ "ፈቲሐኪ'የ" ኢልካ ሰበይቲ ምፍታሕ ኣብ ህንዲ ተኣጊዱ።

The Indian Parliament has outlawed the centuries-old right of a Muslim man to instantly divorce his wife by saying the word 'divorce' three times. - ሓደ ወዲ ተባዕታይ ኣስላማይ ንበዓልቲ ቤቱ ሰለስተ ግዜ “ፈቲሐኪ እየ” እንተ ኢልዋ ክፈትሓ ይኽእልዩ ዝበሃል ንኣማኢት ዓመታት ክስርሓሉ ዝጸንሐ ሕጊ ፓርላማ ህንዲ ...
31.07.2019

Keeping children safe online - ደቅና ኣብ ኦንላይን ድሕነቶም ክሕሎ እንታይ ክግበር ኣለዎ?

With young people being more tech-savvy than ever, it's important for the adults around them to do the right things to keep them safe. .... finds out what you can do to ensure that your children have a positive experience online? - ኣብዚ ደቂ ሰባት ካብ ቀደም ንላ...
30.07.2019

Interview with Eritrean government's envoy to the UN Sofia tesfamariam - ቃለ መሕትት SBS ትግርኛ ምስ ወ/ሮ ሶፊያ ተስፋማሪያም

Interview with Eritrean government's envoy to the UN Sofia Tesfamariam - ኣብዚ ቃለ መሕትት፡ ሶፊያ ተስፋማሪያም መን እያ? ካብ ንእስነት ክሳብ ዕብየትኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ብኸመይ ኣትያን ናብዚ ዘላቶ ደረጃን በጺሓንምስ  ኤልሳ ጭሩም ዝምድናኣ እንታይ እዩ?ምስ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዶት ኮም ዝነበራ ናይ ቤት ፍርዲ ውጥጥ እንታይ እዩ?ንዓሊ ዓብዱ ልኡኽ ወያ...
29.07.2019

Tamrat Tola wins Bogota half marathon while Alexander Isak cannot stop scoring - ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ምሕንባስ ዝተሳተፈ ዳንኤል ናይ ምሕንባስ ባህሊ ኣብ ኤርትራ ከበግስ'የ ይብል

Weekly Sport (29/07/2019)Natnael Berhane extends his contract with CofidesTamrat Tola victorious in Bogota half marathonEritrean swimmer at FINA Alexander Isak can't stop scoringIs technology ruining cycling and Le Tour - ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/07/2019) ኣሌክ...
29.07.2019

SBS Tigrinya News - ዲፕሎማሰኛታት ኢራንን 5 ሓያላት ዓለምን ነቲ ኣብ 2015 ዝተፈረመ ዉዕል ኑክሌስ ክቕጽል ተሰማሚዖም። (SBS News)

SBS Tigrinya News - ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ሱዳንን ተቓወምቲን ተናዊሑ።ዲፕሎማሰኛታት ኢራንን 5 ሓያላት ዓለምን ነቲ ኣብ 2015 ዝተፈረመ ዉዕል ኑክሌስ ክቕጽል ተሰማሚዖም።ፓርላማ New South Wales ሕክምናዊ ምውራድ ጥንሲ ሕጋዊ ዘገብር ሓዲሽ ሕጊ ኣብዚ ሰሙን ክዘራረበሉ እዩ።ናይ ፈለማ ኮሎምቢያዊ ናይ ብምሉኡ ዉድድር ብሽግለታ Tour de France  ተዓዋቲ ኮይኑ።
29.07.2019

East Africa News - ኣብ ኢትዮጵያ ብሕጊ ሸሪዓ ዝምራሕ “ዛድ ባንክ” ስርሑ ክጅምር እዩ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

East Africa News - ኣብ ሊብያ ሓደ ሆስፒታል ተወቒዑ ሓሙሽተ ዶክተራት ተቐቲሎም።ኣብ ኢትዮጵያ ብሕጊ ሸሪዓ ዝምራሕ “ዛድ ባንክ” ብሓደ  ቢሊዮን ብር ካፒታል ስርሑ ክጅምር እዩ።ቦኮ ሓራም ኣብ ሓዘን ዝነበሩ ብዝፈጸመሎም መጥቃዕቲ ብዙሕ ሰብ ተቐቲሉ።
29.07.2019

Homeland report - ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሓደ ቐትሪ 200 ሚልዮን ፈልሲ ገረብ ትተክል ኣላ። (ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ)

Homeland report - ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝብታት ደቡብ ኢትዮጵያ ላዕለዎት ሰብ መዚ ክልተ ዞባታት ክልል ደቡብ ምስ ኣመሓደርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣጊዱ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ልዝብ የቃንዕ።ኢትዮዽያ ክብረወሰን ዓለም ዘወንን መደብ ምትካል 200 ሚልዮን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ተሳልጥ።ካልኣይ ምዕራፍ ጉባኤ ምሁራን ትግራይ ኣብ 14 ዓውድታት ዝተሸንሸነ መድረኽ ከፊቱ። ትግራይ ንሚእቲ ዓመታት...
28.07.2019

BOYCOTT HAJJ RNF - እስላም፡ ንሕጃ ናብ መካ ሱዕዲ ዓረብ ከይከዱ ዝግበር መጸዋዕታ እናዓበየ መጺኡ።

More than two million Muslims from around the world are expected to  descend on the Saudi city of Mecca next month for the annual Hajj pilgrimage. But a growing number of Muslims, including Australians, are turning their backs on what is one of the cen...
28.07.2019

Interview with Mulugieta Aregawi - “ናይ ትግራይ ዉሕስነት ዝረጋገጽ ኣብ ኢትዮጵያ ብምጽናሕ ጥራይ እዩ።” ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ

 Mulugieta Aregawi is a Law lecturer at the Addiss Ababa University, talks on the current Ethiopian Politics. - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኒቨርሲቲ መምህር ሕጊ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ጸገማት ምስቲ ዘሎ ሕገ መንግስቲን ተንቲኑ፡ መፍትሒ ናይዚ ዘሎ ጸገምን ኣሚቱ ኣሎ።“ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ ኢትዮጵያ ትበሃል...
28.07.2019

LIBYA MIGRANTS RNF - ልዕሊ 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ሞይቶም።

Up to 150 people are dead after two boats carrying around 300 migrants sank off the coast of Libya. It comes just days after the Libyan coast guard intercepted around three dozen migrants off the coast of the country.  - ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 300 ስደተኛታት...
25.07.2019

SBS Tigrinya News 25 July - ፍሉጥ ኡጋንዳዊ ደራፋይ ቦቢ ዋይን ፕረሲደንት ንምዃን ኣንጻር ሙሴ ቬኒ ክወዳደር እዩ። (SBS Tigrinya News)

ኣርእስታት ዜናኣብ ካናዳ ሓደ ኣውስትራሊያን ጓል ዓርኩን ቀቲሉ ናይዝተባህለ ሰብ መኪና ተረኺባ።ፍሉጥ ኡጋንዳዊ ደራፋይ ቦቢ ዋይን ፕረሲደንት ንምዃን ኣንጻር ሙሴ ቬኒ ክወዳደር እዩ።ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ብዓሌታዊ ጽልኢ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተሃሪሙ።መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ሚልዮናት ዶላር ይጽበ።ገምጋም ዋጋታት መንበሪ ገዛውቲ ከተማታት ኣውስትራሊያ ክውስኽ ጀሚሩ።ሓዲሽ ቀ...
25.07.2019

Will Ethiopian Airlines continue to fly to Eritrea? - መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚሊዮናት ዶላር ካብ ባንክ ኤርትራ ክወሃቦ ይጽበ።

Ethiopian Airlines is waiting to repatriate six million dollars from Asmara, according to the same report. - ኣብ ሞንጎ ባጤራታት ብርን ናቕፋን ዘሎ ናይ ሸርፊ ፍልልይ ሕጋዊ መልክዕ ብዘይምሓዙ ኣብ ክፍሊት ዋጋ ቲኬት ኣየር ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ ኣሎ። ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ናቕፋ ናብ ዶላር ቀይሩ ክህብ ብዘይምኽኣሉ...
24.07.2019

Viva: Why it pays to plan your end-of-life care? - ኣብ ኣጋ ሞት ንዝህሉ ክንክን መደብ ምውጻእ እንታይ ጥቕሚ ኣሎዎ? ( Viva)

Planning your end-of-life treatment isn’t a priority for most people. The reality is that only 15 per cent of Australians have actually documented their health preferences. Yet, it could be one of the most important decisions we ever make. - ብዙሓት ሰባት ኣ...
24.07.2019

Driving in Australia: Experiences of Newly resettled people - ምዝዋር መኪና ኣብ ኣውስራሊያ፡ ተመኩሮ ሓደሽቲ ነበርቲ።

Driving in Australia: Experiences of Newly resettled people - ወ/ሮ ከተማ ተኽለን ኣቶ ዮሃንስ መብራህቱን ኣብዚ ቅሩብ ዓመታት ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጹ ነበርቲ ከተማ ሲድኒ እዮም። ቋንቋን ካልእ ማሕለኻታትን ከይዓገቶም ሰብ ብዘይመኪና ኣብ ኣውስትራሊያ ምስራሕን ምንባርን ከምዘይከኣል ኣሚኖም ምስ ክብራ ምምራሕ መኪና ተማሂሮም መኪና ሒዞም አብ ስራሕ ተዋፊሮም ዝርከ...
24.07.2019

UK LEADER REAX RNF - ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያን ብድሆታቱን

World leaders have congratulated Boris Johnson on his successful bid to become the next British Prime Minister, but the European Union has warned there are challenging times ahead. Mr Johnson not only inherits the final act of the Brexit saga, but must...
22.07.2019

Alexander Isaak a bargain purchase for Real Sociedad... (Weekly Sport 22/07/19) - ታሕጓስ ኣልጀርያውያን ኣብ ዓዶም ቅያር ዜና፡ ኣብ ግብጺ ንሲሲ ዘቐይም፡ ኣብ ኤውሮጳ ሕማም ርእሲ መንግ

Weekly Sport (22/07/19)Hagos Ghebrehiwet rectifies mistake in Lousanne to win in LondonNatnael Berhane wins combativity category in Tour de FranceAlgerians celebrate AFCON victory in Algeria, Egypt and EuropeAlexander Isaak a bargain purchase for Real ...
22.07.2019

Homeland Report - ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን ኣብ ውሽጢ 4ተ ሰዓታት 516 ሚልዮን ብር ተዋጺኡ::

More than 500 Bir raised for Tigray development in 4hrs. - ትማሊ ኣብ መቐለ፡ ንልምዓት ትግራይ ዝኸውን 250 ሚልዮን ብር ክውህለል ተወጢኑ ዝነበረ መደብ ምውህላል ገንዘብ፡   ኣብ ውሽጢ 4ተ ሰዓታት 516 ሚልዮን ብር ከም ዝተዋህለለ ኣተሓበበርቲ እቲ መድረኽ ገሊጾም። ነዚ ዝምልከት ልኡኽና ካብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾ ጸብጻብ እዩ።
22.07.2019

SBS Tigrinya News 22 July - ኣብ ሃዋሳ ብዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ህይወት፣ ናውትን ኣብያተ ክርስትያናትን ማህሰይቲ ወሪዱ። (News)

A Liberal senator has urged his party to increase Newstart, backing calls from former prime minister John Howard and the Reserve Bank.The Prime Minister of Papua New Guinea has restated the need to end asylum seeker processing on Manus Island, during a...
22.07.2019

IRAN TANKER RNF - ብሪጣንያ፡ ነታ መርከባ ወሲዳትላ ዘላ ኢራን እንታይ ከምትገብራ ክትውስን ትጽገም።

The British government is weighing up its options after the Iranian military boarded and seized a British tanker last week. Iran's foreign minister has accused the United States of trying to drag Britain into a quagmire over a tanker crisis in the Gulf...
21.07.2019

Eritrean demonstrate in Egypt - ኣብ ግብጺ፡ ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅዋም፡ ሰልፊ ዝወጹ ኤርትራዊያን ብፖሊስ ተዓፊኖምን ተኣሲሮምን።

Eritrean demonstrate in Egypt - ኣብ ግብጺ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝወርዶም ዘሎ ግፍዕን ኣድልዎን ንምቅላሕ ኣብ ከተማ ካይሮ ንሰልፊ ወጺኦም ዘንብዕ ጋዝ ተሰንዩ ፖሊስ ግብጺ ከምዝበተኖምን ንገሊኦም ከምዝኣሰሮምን ተገሊጹ ኣሎ። ካብ ኣወሃሃድቲ አቲ ሰልፊ ሓደ ዝኾነ ኢሳያስ ኣስመሮም ን SBS ትግርኛ ከምዝሓበሮ፡ ንኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ዝግባእ ናይ ወጻኢ ዕድላት ንሶርያ...
21.07.2019

America requested the release of Abune Enthoniyos - ኣመሪካ፡ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ማእሰርቶም ክፍትሑ ብወግዒ ሓቲታ።

On Wednesday at a White House meeting with survivors of religious persecutions, one such Eritrean lady appealed to  the US government to help free a 90 year old patriarch of the Orthodox church, Abune Antonios, now 12 years in detention. Next day, on T...
21.07.2019

Zete SBS Tigrinya - ብድሆታት ደሞክራሲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ዘተ SBS ትግርኛ)

Conversation on challenges of Democracy in East Africa.  - ኣብዚ ዘተ ኣብ ቀኒ ኣፍሪቃ በብእዋኑ ዝተቐልቀሉ ሕቶታት ደሞክራሲ ከይዕንብቡን ከይፈርዩn ዝዕንቅፉ ነገራት ክዝተየሎም እዩ። ድልየት ህዝቢን ዓፈንቲ ባእታታትን እንታይ እዮም? ነቲ በብእዋኑ ዝለዓል ሕቶ ህዝቢ ናብ ተግባር ንምውዓል ክእለ ዝግብኦ ማሕለኻ እንታይ እዩ? ካልኦትንኣብዚ ዘተ SBS ትግርኛ፡ዶ/ር...
18.07.2019

NEWS - እሱራት ምንቅስቓስ ቤት ትምህርቲ ኣልድያእ ኣኽርያን ቤ/ክ እምነት ክርስቶስትን ኣብ ሓሽፈራይ፡ (ዜናታት)

NEWS - ኣርእስታት ዜና፡ ሃለዋት ናይቶም ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝተኣስሩ ኣባላት ቤተ ክርስትያን እምነተ ክርስቶስ ከረን። ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡  ሕቶ ክልል ሲዳማ ዝምልስ ረፈረንደም ክካየድ ወሲኑ። መንግስቲ ኣውስትራሊያ ነቶም ሓጹር ሕርሻታት ዝጥሕሱ ተጣበቕቲ እንስሳታት ጽኑዕ መቕጻዕቲ ዘቕጽዕ ሕጊ የተኣታቱ፡፤ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ህይወቶም ኣብ ሰንፈላል ዝርከ...
18.07.2019

EBOLA EMERGENCY RNF - ኢቦላ ንዓለም ዘስግእ ሕማም ኮይኑ ተባሂሉ።

The World Health Organisation has declared the Democratic Republic of Congo's ((DRC's)) ebola outbreak an international health emergency. Experts say more funds are needed, with the disease killing more than 1600 people there, as ....... reports. - ለበዳ...
17.07.2019

Kibra Driving instractor - ሌላ ምስ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊት መምህር ምምራሕ መኪና ኣብ ኣውስትራሊያ።

conversation with the first woman African driving instructor in Australia Kibra Zeresenay. She talks why she decided to start the job, her experiences in the job as a woman and African. - ኣብታ ኣብ ኣውስትራሊያ  ዝዓበየትን ኣማኢት ኣሻሓት መኻይን ዝርከባ ከተማ ሲድኒ፡ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይ...
17.07.2019

ECONOMY CHINA RNF - ምዝሕታል ቁጠባ ቻይናን ሳዕቤኑን

China has recorded its slowest economic growth since the early 1990s and, as Australia's biggest trading partner, the figures raise the question, do they have implications for our economy too? - ካብ ሽሕን ትሽዓተ ሚእትን ተስዓታት ንደሓር ቁጠባዊ ዕብየት ቻይና ኣብ ዝተሓተ ደረጃ እዩ ...
15.07.2019

Eritrean Philimon Abraham victorious in Austria, Sifan Hassan breaks record in Monaco - 'ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ደሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት መታን ከተዳልዩና ጎድኒ ጎድ

Weekly Sport (15/07/2019)Tour de France Stage 9, Natnael victorious in sprint mountainsEritrean Philimon Abraham victorious in Austria,Sifan Hassan breaks record in MonacoMekelle 70 Enderta to participate in CAF champions league  - ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/07...
15.07.2019

SBS Tigrinya News 15 July - “ቅድሚ ሕጂ ብዘይተራእየ መገዲ ህዝባዊ ግምባር ብዛዕባዚ መድረኽ እወታዊ መልሲ ሂቦም ኣለዉ" ዜናታት SBS Tigrinya

** A fresh campaign to raise the rate of unemployment benefits doesn't get a great reception from either side of politics** A missing Indian student is found dead in regional Victoriaand** The reaction from an extraordinary final in the cricket World C...
15.07.2019

Horn Africa News - ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ። (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

Horn Africa News: Alshabab attack in Kismayo Somalia, protest in Sudan, Human rights in Eritrea. - ብመጥቃዕቲ ግብረ ሽበራ ኣብ ኪስማዮ ሶማሊያ፡ 3 ኬናዊያን, 2 አመሪካዊያንን ሓደ ብሪጣኒያዊን ዝርከብዎም 26 ሰባት ተቐቲሎም።ሱዳናዊያን ነቶም ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተቐትሉ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ንምዝካር ዳግም ናብ ጽርግያታት ይወጹ፡ ኣብቲ ናይትማሊ...
13.07.2019

Initiatives for negotiations between TPLF and EPLF (Eritrean and Tigray ruling parties) - “ንፕረ. ኢሳያስ ወሲኹ ኩሉ ዝምልከቶ እቲ ጉዳይ ከምዝፈልጦ ተጌሩ፡ ደገፍ’ውን ተረኺቡ ኣሎ”

The Celebrity event is a public initiative in Ethiopia and organising a plat form to reconcile the ruling party in Eritrea (EPDJ) and the Tigray ruling party (TPLF). A representative of the Celebrity event talks to SBS’s reporter in Ethiopia about the ...
13.07.2019

Ghenet Weldu: a woman who lost her two husbands in the Eritrea struggle for freedom - ፖለቲካ ኤርትራ ንክልተ ሰብኡታ ዝበልዓ ፡ ገነት ሃብተገርግስ ወልዱ

Ghenet Weldu lives in Brisbane with her two sons. Her first husband was killed by his comrades in Eritrea. After eight years she married her second husband and he was a member of the central committee of one of the factions of the Eritrean rebels. In 1...